Other Public Use Forms

2010 Census

D-60_Tigrigna

Other Public Use Forms

OMB: 0607-0919

Document [pdf]
Download: pdf | pdf
ናይ ቋንቋ ደገፍ መምርሒ
ትግርኛ/TigrinYa
•	 እዚህ መምርሒ ን2010 ንብዝሒ ሕዝቢ ብዝጥምት ዝቐርብልኩም ፀብፃብ (ቆፀራ) አብ ናይ ሕቶ ቅጥና ዝቐርቡ ሕቶታትን መምሪሒታትን ናይ ክፍል መልሲ ትርጉም ዝሐዘዩ፡፡
•	 መልስታትኩም አብ ውሽጢ እዚ መምርሒ ድሕሪ ምርካብ አብቲ ቀንዲ ናይ 2010 ናይ ሕዝቢ ፀብፃብ ቅጥዒ ዝርከብ ተማሳሳሊ ሕቶ መልሰኹም ምልክት ጌርጉም ሃቡ፡፡
•	 እቲ ዝመለእኩምዎ ናይ 2010 ቀንዲ ናይ ሕዝቢ ፀብፃብ ቅጥዒ መለስኩም ሰደዱ፡፡ ነዚ ናይ ቋንቋ ሐገዝ መምርሒ ከምብሐዲሽ አይትሰደዱ፡፡

አብዚ ይጀምሩ
5. ብ
 ኽብረትኩም ኣብዚ ዝነብር ብዛዕባ ሕድሕደ ወልቀሰብ መረዳእታት ይሃቡ፡፡ ናይዚ መንበረ
ገዛ፣ አፓርትመንት ወይድማ ተንቀሳቓሲ ገዛ ወናኒ እንተኾይንኩም አብዚ ካብዝነብሩ ሰብ
ጀምሩ ወናኒ ወይድማ መካረይ ኣብ ካልእ ቦታ ዝነብር እንተኾይኑ ግን ኣብዚ ካብ ዝነብር
ንአካለ መጠን ዝብፅሔ ሰብ ጀምሩ፡፡ እዚ መልቀሰብዚ 1 ይኸውን፡፡
ወልቀሰብ 1 ሽሙ ምን ይባሃል? ሽሙ አብዚ ፃሐፉ፡፡
ሽመ አቦ

ብሰማያዊ ወይድማ ፀሊም ብርዒ ይገልገሉ፡፡

ንሕቶ ቁፅሪ ሐደ ቅድሚ መልሲ ምሃብኩም መምሪሒታት መሰረት ጌርኩም
ኣብዚ መርበብ ገዛ፣ አፓርትመንት፣ ወይድማ ተንቀሳቐሲ ገዛ ነበርቲ ዝኾኑ ሰባት
ይቑፀሩዎም፡፡

ናይ መጀመሪያ ሽም	

•  ሕፃናት ሐዊሱ ኣብዚ መርበብ ገዛ መብዛሕትኡ እዋን ዝነብሩን ዝሐድሩን
ሰባት ይቑፀሩ፡፡

6. ናይ ውልቀሰብ 1 ፆቱኡ እንታይዩ? ኣብ ሐደ ሳንደቕ ናይ
ተባዕታይ	

ቢሮ ቆፀራ ሕዝቢ ነዚ ፀብፃብ አብ ትካላትን ካልኦት ቦታታት ከካይድዩ፡፡
ስለዝኮ’ውን፡-

ምልክት አንብሩ፡፡

አንስታይቲ

7. ናይ ውልቀሰብ 1 ዕድመን ዝተወለደሉ ዕለት ክንደይ መዓዝ?
ናይ ሕፃን ዕድመ አብትፅሕፍሉ እዋን ናይቲ ሕፃን ዕድመ ካብ 1 ዓመት ንታሕቲ እንተኮይኑ 0
ኢልኩም ግለፁ፡፡
	
ቁፅርታት አብ ሰናዱቕ ይፅሐፉ፡፡
ዕድመ አብ ኤፕሪል 1/2010	
ወርሒ	
ዕለት	
ዝተወለደሉ ዕለተ

•  ካብዚ ከባቢ ወፃኢ ወይድማ አብ መነባብሮ ሐይል ወግእ ዝነብሩ ሰባት
አይቑፀሩ፡፡

➜

•  እዞም ሰባት ንኮሌጅ፣ ንኣረጋዊያን ሐልዩት፣ ንሐይሊ ወግእ ንቤት
ማእሰርቲ ወ.ዘ.ተ ገዲፎም ድሕሪ ምኻድ ተለሶም አብዚ ዝነብሩ
እንተኾነ’ውን አብ ቅጥዕኹም አይመዝግብዎም፡፡

መዘኻኸሪ:ብኽብረትኩም አብ ሕቶ ቁፅሪ 8 ብዛዕባ ሂስፖኒክ መበገስታ ከምእ’ውን አብ ሕቶ ቁፅሪ 9
ብዛዕባ ዘርኢ (መቦቆልታ) ዝቐረቡ ሕቶታት ንክልቲኦም መልሰኹም ሃቡ፡፡ በዚ ናይ ሕዝብ ቆፀራ ናይ
ሂስፓኒክ መንቀሊ በዘርኢ ተኸቲሉ አይቀሪበን፡፡
8. ናይ ወልቀሰብ፣ መብገስታ ሂስፓኒክ፣ ላቲኖ ወይካአ ስፓኒሽ ድዩ?
አይኮነን - መበገሲኡ ሂስፓኒክ፣ ላቲኖ ወይካአ ስፓኒሽ አይኮነን
እዩ(እወ) - ሜክሲካን፣ ሜክሲካን አሜሪካዊ፣ ቺኮኖ

እዚ ፀብፃብ (ቆፀራ) ቋሚ መንበረ ገዛ ንዘይብሎም ሰባት ዝሐውስ ስለዝኾነ፡-

እወ - ፖርቶ ሪካዊ
እወ - ኩባዊ

•  ቋሚ መንበረ ገዛ ዘይብሉ/ላ ወልቀሰብ ኣብ ኤፕሪል 1/2010 ኣብዚ ገዛ
እንተተረጮቡ/ባ ይቑፀርዎ/ዋ፡፡ እዚ እንተዘይኮይኑ ከይተቖፀረ/ከይተቆፀረት
ክተርፍ/ክትተርፍ ይኽእል/ትኽእል፡፡

ወ - ካል’እ ናይ ሂስፓኒክ፣ ላቲኖ ወይካአ መበገስታ ጥራይ ይፅሐፉ... ንአብነት፣
እ
አርጀንቲናዊ ኮሎምቢያዊ፣ ዶሚኒካዊ፣ ኒካራጓዋዊ፣ ሳልቫዶራዊ ስፓንያርድን ዝአመሰሉ፡፡

1. ኣ
 ብ ኤፕሪል 1/2010 ኣብዚ መንበረ ገዛ፣ አፓርትመንት፣ ወይድማ
ተንቀሳቐሲ ገዛ ክንደይ ሰባት ኔሮም?

9. ናይ ወልቀሰብ 1 ዘርኢ (ዓሌት) እንታይዩ? ኣብ ሐደ ወይድማ ካብ ሐደ ንላዕሊ ዝኾኑ
ሳንዱቓት ናይ
ምልክት የንብሩ፡፡
	 ፃዕዳ

ብዝሒ ናይቶም ሰባት፣ =
2. አ
 ብ ኤፕሪል 1/2010 አብዚ ዝነበሩ አብ ሕቶ ቁፅሪ 1 ዘይተደመሩ
(ሰይተገለፁ) ተወሳኺ ሰባት ኔሮምዶ?
አብ መልስኹም ናይ
ምልክት ግበሩ፡፡
	 ቆልዑት፡- ንኣብነት ኣብ ቀረባ እዋን ዝተወለዱ ሕፃናት ውይድማ ዘዕብይዎም ቆልዑ

	 ፀሊም፣ አፍሪካ፣ አሜሪካዊ ወይድማ ኔግሮ

	 ቤተዘመድ፡- ንኣብነት፣ ነብሶም ዝኻሉ ደቅኹም - ደቂ ሐውቦ - ደቀኮ ቆልዑ ወይድማ ብብዓልቲ እንድኦም አቢሉ አዝማድ ዝኾኑ ሰባት

	 ናይ እስያ ሕንዳዊ 	

ጃፓናዊ	

ናይ ሃዋይ ተወላዲ

	 ዝምድና ዘይብሎም ሰባት፣ ንአብነት፣ ናይ ቤ/ት/ቲ ብፆት ወይድማ ነበርቲ ኮይነን ደቅቑም ዘዕብያልኩም ዕሱባት

	 ቻይናዊ	

ኮሪያዊ	

ጉዋሚኒያዊ ወይድማ ቻምሮ

	 በእዋናዊነት (ጊዜያዊነት) ኣብዚ ዝነብሩ ሳባት

	 ፊሊፒኖ	

ቬትናማዊ	

ሳሞዋን

	 ተውሳኺ ሰባት የለውን

	 ካልዕ እስያዊ ዘርኡ (ዳሌቱ) ይፅሐፉ፡፡ 	
	 ንአብነት፣ ሀሞን፣ ላኦቲያዊ፣ ታይላንዳዊ፣ 	
	 ፓኪስታናዊ፣ ካምቦዲያዊን ዝአመሰሉን	

	 
ናይ አሜሪካ ሕንዳዊ ወይድማ ናይ አላስካ ተወላዲ ነቲ ፍሉጥ ወይድማ ስም ናይ ቀንዲ ብሔር (ዓሌት) ይፅሐፉ፡፡

3. እ
 ዚ መንበሪ ገዛ፣ አፓርትመንት ወይድማ ተንቀሳቀሲ ገዛ ካብቶም —
ሳናዱቕ ኣብ ሐደኦም ናይ
ምልክት ይገበሩ፡፡
	 
ኣብ ትሕቲ ናትኩም ወናንትት ዝርከብ ወይክአ ብትሕጃ ወይድማ ብሕቓሕ አቢሉ
ኣብዚ ገዛዚ ዝርከብ ሰብ ወናንነት ዝርከብ? ንፁር ናይ ገዛ ትሕጃ ዋጋ ልቓሕ ዘለዎ፡፡

ካል ካብ ፓስፊክ ደሴት ዝመፀ፣
ዳሌቱ ይፅሐፉ፣ ንአብነት፣ ፊጂያዊ፣
ቶንጋንን ዝአመሰሉን፡፡

	 ከልእ ዘርኢ (ዓሌት)... ዘርኡ ፅሐፉ

	 ን
ስኹም ኣብ ትውንንዎ ዝርከብ ወይድማ አብዚ ገዛ ዘሎን ናፃ ወልቀሰብ
(ብዘይ ትሕጃ ወይድማ ብዘይ ልቓሕ)?
	 ገዛ ኽራይ ድዩ?

10. ውልቀሰብ 1 ሐሊፉ ሐሊፉ አብ ካልእ ቦታ ይነብር ወይካአ የፀንሕዶ?

	 ክራይ ዘይከለሉ ዝተታሐዘ ድዩ?

	 አይፋሉን	

4. ቁፅሪ ቴሌፎንኩም ክንደይዩ?
መልሱኹም ንፁር እንደዘይኮይኑ ክንድውለልኩም ንኽእልና፡፡
ናይ ከባቢ መፍለይ ኮድ + ቁፅሪ

Form

D-60(Tigrinya) (07-28-2008)

Fold Line

•  አብ ኤፕሪል 1/2010 አብ ናይ አረጋዊያን ቤት ዝርከቡ፣ እሱራት፣ ቤት
ማእስርቲ ዝአተው፣ ኣብ ጊዜያዊ መዕቆቢ ዝርከቡ ሰባት አይቑፀሩ፡፡

ኤምአይ

➜

እወ - አብ መልሰኹም ናይ

ምልክት አንብሩ፡፡

	

ኣብ ኮሌጅ መንበሪ ገዛ 	

ንሕፃን ሐሊዋ

	

አብ ናይ ሐይሊ ውግእ ካምፕ 	

አብ ቤት ማእሰርቲ ወይድማ ዝብጢያ

	

ኣብ እዋናዊ ወይድማ አብ 	

አብ መነባብሮ ክንክን አረጋዊያን

	

ካልአይ መንበሪ	

ብኻልእ ምክንያት

ኣብ ቁፅሪ 1 ካብ ዝተቆፀሩ ብዚሕ ሰብ እንድሕር ዓብሊሉ ወልቀሰብ 2 የስዕቡ (ይቐፅሉ)

D-60(English) Base prints in BLACK Ink

መልሰኹም በዚ ናይ ቋንቋ ደገፍ መምርሒ ተደራኹ እንተይኮነስ አብ 2010 ቀንዲ ናይ ሕዝቢ ቆፀራ ናይ ሕቶ ቅጥዒ ይፃሐፍ፡፡

እዚህ ፀብፃብ ሕድሕዱ ብኤፕሪል 1/2010 አብዚ ነባሪ ዝኾነ ሰብ ዝሐውስ
ክኸውን ይግባእ፡፡

መልሰኹም በዚ ናይ ቋንቋ ደገፍ መምርሒ ተደራኹ እንተይኮነስ አብ 2010 ቀንዲ ናይ ሕዝቢ ቆፀራ ናይ ሕቶ ቅጥዒ ይፃሐፍ፡፡
1.	 ሽም	

ወልቀሰብ 2-6

ሽም አቦ
ሃይ መጀመሪያ ሽም	

ኤምአይ

ኣብዚ መንበሪ ገዛ ወይድማ አፓርትመንት ዝነብሩ ሰባት ብሙሉ ኦም ንምዘርዛር ቦታ
እንተዘይኣዃሉኩም ዝተረፉ እንተልዩም ካብዚ ንታሕቲ ይዘርዝርዎም፡፡ ብዛዕባ ነዚኦም
ዝመሰሉ ሰባት ተማሳሳሊ መረዳእታ ንምርካብ ቢሮ ቆፀራ ሕዝቢ ምስኦም ርክብ ክገብር
ይኽእልዩ፡፡

2.	እዚህ ውልቀሰብዙ ምስ ውልቀሰብ 1 ዘለዎ ርክብ እንታይዩ? ካብቶ ሳንዱቓት አብ ሐደ ናይ
ምልክት ይሃቡ፡፡
	
ሰብአይ ወይካኢ ሰበይቲ	
ዝምድና ዘይብሉ/ዘይብላ ወላዲ/ወላዲት

ወልቀሰብ 7-12

	

ባዮሎጂካዊ ተባዕታይ/አንስተይቲ ቆልዓ (ውሉድ)	

ናይ ውሉድ ሰብአይ ወይም ሰበይቲ

ሽም አቦ

	

ናይ ጉዲፈቻ ተባዕታይ/አንስተይቲ ቆልዓ (ውሉድ)	

ካልእ ዝምድና

	

ናይ ሰበይቲ አቦ ሰብ አይ እኖ ተባዕታይ/አንስተይቲ ቆልዓ	

ኪራይ ዝኸፍል፣ ዘይኩፍል ብሐንሳብ ዝነብር

	

ሐው ወይድማ ሐውቲ 	

ኣብ ሐደ ገዛ ወይድማ ክፍሊ ብሐንሳብ ዝነብር

	
	

ኦቦ ወይድማ እኖ 	
ወዲ ውሉድ	

ዘይተመርፄዌ/ትሰብአይ ሰበይቲ
ካልእ ዝምድና ዘይብሉ

3.	 ናይዚ ውልቀሰብ ፆታ እንታይዩ? ካብቶም ሳንዱቓት አብ ሐደ ናይ
	

ተባዕታይ	

ምልክት የንብሩ፡፡

ጾታ	

ተባዕታይ	

ኤምአይ
አንስተይቲ

ዕደመ ኣብ ኤፕሪል 1/2010	
	

ናይ ልደት ዕለት
ወርሒ	
ዕለት	

ዓመት

አንስተያይቲ

4.	 ናይዚ ውልቀሰብ ዕደመን ዝተወልደሉ ዕለት ክንደይ መዓዝዩ?
	ናይ ሕፃን ዕድመ ኣብ ዝፅሕፍሉ እዋን ናይ ሕፃን ዕድመ ካብ 1 ዓመት ንታሕቲ እንተኾይኑ 0
ኢልኩም ፃሐፉ፡፡
	
ቁፅሪታት አብ ሰናዱቕ ይፅሐፉ፡፡
	 ዕድመ አብ ኤፕሪል 1/2010	
ወርሒ	
ዕለት	
ዝተወለደሉ ዓመት
	
➜

ሃይ መጀመሪያ ሽም 	

ምስከ ወልቀሰብ 1 ዝምድና አለዎዶ?	

እወ	

የብሉን

መሠኻኸሪ: ብኽብረትኩም ኣብ ሕቶ ቁፅሪ 5 ብዛዕባ ሂስፓኒክ መበገሲ ከምእው’ን አብ ሕቶ
ቁፅሪ 6 ብዛዕባ ዘርኢ (ዓሌት)ዝቐረቡ ሕቶታት ንክልቲኦም መበገስታ ከም (ዓሌት) ኮይኑ
አይቀረብን፡፡

	

አይኮነን፣ መበገሲኡ ሂስፓኒክ፣ ላቲኖ ወይድማ ስፓኒሽ አይኮነን

	

እዩ (እወ)፣ ሜክሲካን፣ ሜክሲካን አሜካዊ፣ ቺካኖ

	

እዩ (እወ)፣ ፖርቶሪካዊ

	

እዩ (እወ)፣ ኩባዊ

	

ዩ (እወ)፣ ካልእ ናይ ሂስፓኒክ፣ ላቲኖ ወይድማ ናይ ስፓኒሽ መበገስታ፣ መበገሰትኡ ፃሐፉ፣
እ
ንአብነት፣ አርጀንቲናዊ፣ ኮሎምቢያዊ፣ ዶሚኒካዊ፣ ኒካራጓዋዊ፣ ሳልቫዶራዊን፣ ስፓንያርድን ዘአመሰሉ፡፡

ብዛዕባ 2010 ናይ ሕዝቢ ቆፀራ ተወሳኺ መረዳእታታት
ንምርካብ ዝሰዕብ ድረ-ገፅ ተመልከቱ፡፡
.

Fold Line

5.	 ናይዚ ወልቀሰብ መበገስታ ሂስፓኒክ፣ ላቲኖ ወይድማ ስፓኒሽ እዩ?

	

ፃዕዳ

	

ፀሊም፣ አፍሪካ፣ አሜሪካዊ ወይድማ ኔግሮ

	

ይ አሜሪካ ሕንዳዊ ወይድማ ናይ አላስካ ተወላዲ ነቲ ፍሉጥ ወይድማ ስም ናይ ቀንዲ
ና
ብሔር (ዓሌት) ይፅሐፉ፡፡

	

ናይ እስያ ሕንዳዊ	

ጃፓናዊ	

ናይ ሃዋይ ተወላዲ

	

ቻይናዊ	

ኮሪያዊ	

ጉዋሚኒያዊ ወይድማ ቻምሮ

	

ፊሊፒኖ	

ቪዬትናሚ	

ሳሞዋን

	
	
	

ካልዕ እስያዊ ዘርኡ (ዳሌቱ) ይፅሐፉ፤ ንአብነት፣ 	
ሀሞን፣ ላኦቲያዊ፣ ታይላንዳዊ፣ ፓኪስታናዊ፣ 	
ካምቦዲያዊን ዝአመሰሉን		

	

ከልእ ዘርኢ (ዓሌት)... ዘርኡ ፅሐፉ

ካል ካብ ፓስፊክ ደሴት ዝመፀ፣
ዳሌቱ ይፅሐፉ፣ ንአብነት፣ ፊጂያዊ፣
ቶንጋንን ዝአመሰሉን፡፡

7.	 ውልቀሰብ 1 ሐሊፉ ሐሊፉ አብ ካልእ ቦታ ይነብር ወይካአ የፀንሕዶ?
	

አይፋሉን	

እወ - አብ መልሰኹም ናይ

ምልክት አንብሩ፡፡

	

ኣብ ኮሌጅ መንበሪ ገዛ	

ንሕፃን ሐሊዋ

	

አብ ናይ ሐይሊ ውግእ ካምፕ	

አብ ቤት ማእሰርቲ ወይድማ ዝብጢያ

	

ኣብ እዋናዊ ወይድማ አብ	

አብ መነባብሮ ክንክን አረጋዊያን

	

ካልአይ መንበሪ	

ብኻልእ ምክንያት

	ኣብ
➜

አይዘንግዑ (አቃልቡ)
ዘመልእዎ ናይ 2010 ቀንዲ ናይ ሕዝቢ
ቆፀራ ቅጥዒ (መጠይቅ) መልስኩም
ስደዱ፡፡ ነዚ ናይ ቋንቋ ሐገዝ መምርሒ
መሲዝኩም አይትሰደዱ፡፡

ቅድመ ዝበለ ገፅ ኣብ ሕቶ ቁፅሪ 1 ዝተቖፀሩ ብዚሕ (መጠን) እንተሐሊፉ ውልቀሰብ
3 የስዕቡ (ይቐፅሉ)፡፡

ነመሰግን፡፡

D-60(English) Base prints in BLACK Ink

6.	ናይዚ ወልቀሰበዚ ዓሌት እንታይዩ? ኣብ ሐደ ወይድማ ካብ ሐደ ንላዕሊ ዝኾኑ ሳንዱቓት ናይ
ምልክት የንብሩ


File Typeapplication/pdf
File Modified2008-08-07
File Created2008-07-29

© 2024 OMB.report | Privacy Policy